الرئيسية تعرف على الإسلام መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን (ትግርኛ)
መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን

መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን (ትግርኛ)

قراءة الكتاب
عرض المحتوى باللغة العربية

መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን (ትግርኛ)

اللغة: ትግርኛ
إعداد: جمعية الدعوة بالروضة
نبذة مختصرة:
ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ረሒመሁሏህ ኡሱሉ ሠላሣን ቀዋዒዱል አርበዕን ብዝብል ሽም ንዝፃሓፉወን ኺታብቲ ሸይኽ ሀይሠም ሰርሓን ብቋንቋ ዓረብኛ ዘዳለውዋ መብራህርሂ እያ። ብኺታብ ኡሱሉ ሠላሣህ ሕድሕድ ውልቀሰብ ኽፈልጠን ግቡእ ንዝኾናሉ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ፣ አሏህ ዝአዘዘሎም ንዝኾኑ ዓይነታት ዒባዳ ከምኡ `ውን ብዛዕባ ብርኪታት ዲነል ኢስላም መብራህርሂ ዝሃቡሉ እንትኸውን ብኺታብ ቀዋዒዱል አርበዕ ድማ ንመሰረታት ተውሒድ መብራህርሂ ሂቦምሉን ሽርኪ ዝገብሩ ሰባት ንክትዖም ከም መርትዖ ጌሮም ንዘምፅእዎም አስባብ ድማ ግቡኡ ዝኾነ መልሲ ሂቦምሉ እዮም። እዚ ኺታብ እዚ በቲ ናይ ዓረብኛ ፅሑፉ ፅቡቅ ዝኾነ አድህቦ ተዋሂቡዎ ዝተዳለወ ካብ ምዃኑ ዝያዳ በቲ ናይ ትግርኛ ትርጉሙ `ውን ዝግቦኦ ዝኾነ ፃዕሪ ተጌሩሉ እዩ ተተርጒሙ።